ለውጢ፡ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ ይመጽእ፧
ቅድሚ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ብኸመይ ይመጽእ፧ ዝብል ሕቶ ምምላስና። ኣብ ኤርትራ ስለምንታይ ክሳብ ሕጂ ለውጢ ክመጽእ ዘይከኣለ፧ ዝብል ሕቶ ክንምልስ ኣገዳሲ እዩ። ኤርትራ ከም ሃገረ-መግስቲ ክሳብ ሕጂ መንግስቲ ክትሃንጽ ኣይክኣለትን። መንግስቲ ክትሃንጸሉ ዘይክኣለት ምኽንያት ኣብ ኤርትራ፡ ብሓፈሻ ኣብ ምድረ ሓበሻ፡ ሓሙሽተ ጽቡቕ ገይሮም ዘይተሰዓዓሩ ስርዓታት፡ ስርዓት ሕጊ-እንዳ’ባ፡ ፈዳራልያዊ ስርዓት፡ ፋሽሽታዊ ስርዓት፡ ኢስላማዊ ዓረባዊ ስርዓትን ኣምሓራዊ ምልካዊ ስርዓትን ስለዘለዉ እዮም። እቶም ኢስላማዊ ዓረባዊ ስርዓትን ኣምሓራዊ ምልካዊ ስርዓትን ዝተሳዕሩ ክመስሉ ይኽእሉ እዮም። እንተ’ኾነ ግን ምስ ፋሽሽታዊ ስርዓት ግንባር እንዳ ፈጠሩ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንኸይመጽእ ከተዓናቅፋ ኪኢሎም እዮም። ኣብ ኤርትራ ዘላቒ ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል እምበኣር፤ ኣብ ስርዓት ሕጊ-እንዳ’ባ፡ ባይትኣዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት፡ ሰረት ዝገበረ መንግስቲ ክህነጽ እንተ ኺኢሉ ጥራይ እዩ።
ኣብ ስርዓት ሕጊ-እንዳ’ባ ስረት ዝገበረ መግስቲ ከይንሃንጽ ቀንዲ ዝዕንቅፈና ዘሎ፡ ብኣሸባሪ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ ክህነጽ ዝድለ ዘሎ ፋሽሽታዊ ስርዓት እዩ። ኣብ ኤርትራ ብኣሸባሪ ጉጅለ ህ.ግ.ደ.ፍ ክህነጽ ዝፍተን ዘሎ ፋሽሽታዊ ስርዓት፡ ኣብ 2% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ጽሩያት ኤርትራዊያን ሰረት ዝገበረ እዩ። ልክዕ ከም’ቲ ኣብ ጀርመን ዝነበረ፡ ኣብ ጽሩያት ዓሌት ኣርያን “pure aryan race” ሰረት ዝገበረ ፋሽሽታዊ ስርዓት ማለት እዩ። እዞም ‘ጽሩያት ኤርትራውያን’ ነቲ ዓጋመ ዝብልዎ፡ 98% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ጭዋ ሕብረተ-ሰብ፡ እንዳ ኣሸበሩን ኣርዓዱን፡ ከም’ኡ ውን ባርያ ብምግባር እዮም፣ ከቢሮም ክነብሩ ዝደልዩ።
እሞ እዞም 2% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዘይኮኑ፡ ‘ጽሩያት ኤርትራውያን’፡ ዝጠፍእሉ መንገዲ ተወዲብካ ብጎነጽ ጥራይ እዩ። ውዳቤ ግን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ክኸውን ስለዘይከኣል፤ ኣብ ዲያስፖራ ዘሎ ጭዋ ኤርትራዊ-ዓጋመ- ኩሉ ዓቕምታቱ ወዲቡ ዓዲ ክኣቱ ክዳሎ ይግባእ። እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዉ ‘ጽሩያት ኤርትራውያን’ ዝጠፍኡ መጀመርያ እዞም ኣብ ዲያስፖራ ዘለዉ ምስ ዝጠፍኡ እዩ። እቲ ሕቶ 2% ዶ ይንበሩ፣ ወይስ 98% ይንበሩ፧ እዩ።
ብሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ፡ ማሕበር-7 ኣብ ኤርትራ ለውጢ ብጎነጽ’ዩ ዝመጽእ ኢላ እያ ትኣምን። ለውጢ ዘምጽእ ድማ ዝተወደበ ሓይሊ እዩ። ክውደብ ዓቕምን ተኽእሎን ዘለዎ ድማ ኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ጭዋ ህዝቢ ኤርትራ-ዓጋመ- እዩ።
The Eritrean Orthodox Church should reconcile with science and technology
Berhe Maelኦርቶዶክስ ቤት-ክርስትያን ኤርትራ፡ ምስ ስነ-ፍልጠት ክትዕረቅ ኣለዋ! ከም ዝፍለጥ፡ ሃይማኖት ክርስትና -ብፍላይ ድማ ኮቶሊኽ- ድሕሪ…
Corruption in Eritrean orthodox church
Berhe Maelተሓድሶ ኦርቶዶክስ ቤት-ክርስትያን ኤርትራ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት-ክርስትያን ተሓድሶ ከም ዘድሊያ ኣዝዩ ብሩህ እዩ።…
ለውጢ፡ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ ይምጽእ
Berhe Maelለውጢ፡ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ ይመጽእ፧ ቅድሚ ኣብ ኤርትራ ለውጢ ብኸመይ ይመጽእ፧ ዝብል ሕቶ ምምላስና። ኣብ…
ጽሩያት ኤርትራውያን
Berhe Maelጽሩያት ኤርትራውያን ‘ጽሩያት ኤርትራውያን’ ንብሎም ትሕቲ 2% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ፣ ዓዲ ዘይብሎም፡ ሕማቕን ጽቡቕን…
ሸውዓተ-7-
Berhe Maelሸውዓተ-7- ኣብ’ዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ-ትግራይ- ወይ ድማ ኣብ’ታ ‘ኢትዮጵያዊት’ ዝነበረት ክልል ትግራይ ቅርብ ኢልካ ከተጽንዕ…
ትኩእ ይሕደጎ 1938-1971
Berhe Maelቀንዲ መራሒ ማሕበር-7 ባህሪ ማሕበር-7 ንምርዳእ፡ ንመራሕን መስራትን ማሕበር-7 ፡ትኩእ ይሕደጎ (1938-1971)፡ ምርዳእ ግዲ ይኸውን።…